ተጋዳላይ ከመዓልካ (ዶ-በረኸት ሃብተስላሴ)
ተጋዳላይ ከመዓልካ ጅግና ተጋዳላይ ሰላም ዶ ክብለካ? መንፈሰይ ይሕደስ ወርትግ ክሓስበካ ናይ ሓርነት ጸዳል ዘብርህ ግንባርካ ኣኽራን ዝቐስቀሰ ሰውራዊ እምነትካ። * ጥውይዋይ ነይሩ መንገዲ ሂወትካ ድኻምን መከራን ናይ ዕለት ቀለብካ ኣቦታት ከም ዝብሉ “ክሳዕ ዝደልወካ ትነብር ናይ ግድን ዓንዴል ተሓቒፍካ” * ዓለም ከይፈለጦ ናይ ናብራኻ ኩነት ኣብ ርእስኻ ዘሎ ከቢድ ሓላፍነት ኣኽሊል እሾኽ ዳንዴር ናይ […] The post ተጋዳላይ ከመዓልካ (ዶ-በረኸት ሃብተስላሴ) appeared first on Awate.com.
ተጋዳላይ ከመዓልካ ጅግና ተጋዳላይ ሰላም ዶ ክብለካ? መንፈሰይ ይሕደስ ወርትግ ክሓስበካ ናይ ሓርነት ጸዳል ዘብርህ ግንባርካ ኣኽራን ዝቐስቀሰ ሰውራዊ እምነትካ። * ጥውይዋይ ነይሩ መንገዲ ሂወትካ ድኻምን መከራን ናይ ዕለት ቀለብካ ኣቦታት ከም ዝብሉ “ክሳዕ ዝደልወካ ትነብር ናይ ግድን ዓንዴል ተሓቒፍካ” * ዓለም ከይፈለጦ ናይ ናብራኻ ኩነት ኣብ ርእስኻ ዘሎ ከቢድ ሓላፍነት ኣኽሊል እሾኽ ዳንዴር ናይ […]
The post ተጋዳላይ ከመዓልካ (ዶ-በረኸት ሃብተስላሴ) appeared first on Awate.com.