ኣብ ም’ንቲ ም’ንታይ?

ቅድሚ ናብ ካልእ ስርሐይ ምኻደይ ክረኽቦ ዝደለኹ፡ በዲኡ ኤርትራዊ በብኡ ክኣ ሱዳናዊ ሓዱሽ ዓርከይ (ዕድሚኡ እኳ ካብ ኣቦይ ዝዓቢ እዩ) “ሎሚ ቁርሲ ካባይ እዩ። ኣብ ሓን’ቲ ናይ ሱዳናውያን ቤት መግቢ ንራኸብ” በልክዎ። ብውሽጠይ እተን ዝፈልጠን ኣብ’ዚ ከተማ ዘለዋ ናይ ሱዳን ካብ’ተን ክልተ ክንሰን ኣበይ ክብለኒ እዩ እንዳ ሓሰብኩ። “ያ ሰላም፡ ነዊሕ ገይሩ ኣሎ ሰብ ንምሳሕ […]